Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ንምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፅዕንቶ ከሕብር ይግባእ – ኣይተ ሌንጮ ለታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ሰሙን ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ጦር ግብረ ራዕዲ ወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ከባቢ ንፋስ መውጫ ብዝፈፀሞም ገበናት ተሓታቲ ንኽኸውን ፅዕንቶ ክገብር ከምዝግባእ ፖለቲከኛ ኣይተ ሌንጮ ለታ ገሊፆም።

ኣይተ ሌንጮ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብህወሓት ዝተጀመረ ኲናት ስዒቡ ዝተፈፀሙ ገበናት መቕተልቲ፣ ዘረፋን ምድፋር ደቂ ኣንስትዮን ብምፅራይ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣድሂቦም ንትፕኢ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞም ገበናት ተሓታቲ ንምግባር ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፅዕንቶ ክገብር ይግባእ፡፡

ፅዕንቶ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣድላዪ ሓገዝ እውን ክገብር ኣለዎ ኢሎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.