Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ብሄረሰብ መዓስከር ወለህ ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ።

ካብቲ መጥቃዕቲ ዝተረፉ መሰኻኽር ዓይኒ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ መዓስከር ኣቲዩ ዘየብፅሖ ግፍዒ የለን፤ ፍፁም ከምዘይንለዓል በምግባር ኢዩ ከይዱ።

ብግፍዒ ካብ መንጎ ዝተቐተሉ 25 ንሹሃን እቶም ኣብዝሓ ህፃናትን ደቂ ኣኒስቲዮን እንትኾኑ ኣረጋውያንን ዓቕሚ ዘይብሎምን አውን ብጥይት ከምዝተቐተሉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሙኒኬሽን ዋግኽምራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድመ ሐዚ ልዕሊ 90 ሺሕ ወገናት ካብ መረበቶም ኣፈናቒሉ ኢዩ።

ሎሚ እወን እዚ እኩይ ተግባሩ ሒዙ ብምምፃእ ኣብ መዓስከር ኣቲዩ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ፈፂሙ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.