Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህወሓት ኣብ ወልቃይት ፀገደን ፀለምትን ጅምላዊ ቅትለትን ገበን ዘርኢ ምጥፋእን ከምዝፈፀመ ናይ ጎንደር ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህወሓት ኣብ ወልቃይት ፀገደን ፀለምትን ጅምላዊ ቅትለትን ገበን ዘርኢ ምጥፋእን ከምዝፈፀመ ናይ ጎንደር ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ።

21 ኣባላት እቲ ዩንቨርስቲ ብዘለውዎ ጉጅለ ብዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን  ዝፈፀሞም ጨፍጫፋት ዕላዊ ገይሩ።

ኣብቲ መፅናዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ወልቃይት ፀገደን ፀለምትን ማነነት መሰረት ዝገበረ ጅምላዊ ቅትለትን ገበን ዘርኢ ምጥፋእን ከምዝፈፀመ ኣመላኺቱ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ማንነት ንምቕያር ሰሪሑ፣ ስያመታት ቤት ትምህርቲን ሆስፒታልን ትግርኛ ጥራሕ መግባሩ ኣብቲ መፅናዕቲ ተሓቢሩ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ምፍንቓልን ብሓይሊ እቲ ከባቢ ምቁፅፃርን ሰሪሑ ዝበለ እቲ ዩንቨርስቲ፥ ነዚ ስዒቡ ኣብቲ ከባቢ ናይ ጅምላ መቓብር ከምዝተረኸቡ ኣፍሊጡ።

ብለይኩን ዓለም

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.