Fana: At a Speed of Life!

ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ( ሃይሉ ገምበላ) ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ኣብ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ መደብ ቋንቋ ትግርኛን ኣብ ቴሌቪዥን ትግራይን ካብ ተራ ጋዜጠኛ ክሳብ ዝተፈላለዩ ብርክታት መሪሕነት ዝሰረሐ ጋዜጠኛ ነይሩ።

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጋዜጠኛ ሃይሉ ገሰሰ ፅባሕ ሕዳር 27/3/2016 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ቤተ ክርስትያን ማርያም ጉግሳ ሰዓት 12:ዐዐ ንጎሆ ስድርኡ፣ መሳርሕቱን ፈተውቱን ኣብ ዝተረኸብሉ ክፍፀም እዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.