Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ወላይታ ዲቻ ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ።

ወላይታ ዲቻ ስንታየሁ መንግስቴ ብዘቑፀረን ሽቶታት ኢያ፤ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትስዕር ክኢላ።

እተን ሽቶታት ኣብ 5ይን 24 ደቒቕ ከቑፅረን ኪኢሉ።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ሃዲያ ሆሳእና ምስ ባህርዳር ከተማ ዝገብረኦ ፀዋታ ትፅቢት ይግበረሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.