Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኣከኣለትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድመ መፃዪ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌዴሬሽን 2024/25 ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብኬንያዊት ጋንታ ኬንያ ፖሊስ ብድምር ውፅኢት ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይና።

ክልቲአን ጋብታታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ኣብ ዝገበረኦ ናይ መልሲ ፀወታ÷ ኬንያ ፖሊስ 1 ን 0 ተዓዊታ።

እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኬንያ ፖሊስ ብሓፈሻዊ ውፅኢት 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ዝቕፅሉ ዙር ክትሓልፍ ክኢላ ኣላ።

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብተፃራሪ ኣብቲ ውድድር ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኣከኣለትን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.