Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም።

ታሪክ እቲ ጋንታ ብምፍታሽ ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምውዳብን ኣንፈት ብምሃብን ናብ ስራሕ ንክእቶ ብምግባር ሰፊሕ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ሓቢሮም።

ከም ፖርቹጋላዊ ሉዊስ ናኒ ዝበሉ ፍሉጣት ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ብምእንጋድ ተመክሮኦም ንከተሓላልፉ ምግባር ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ተጠቀስቲ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.