Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዘሰልጠኖም ጉጅለ ተቓወምቲ ኤርትራ ይጥቐሙሉ ዝነበረ ኣፅዋር ኣብ ሑመራ ተታሒዙ።

ኢትዮጵያን ኤርትራን ንምቅዋም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ጉጅለታት እናጠጠቐሙሎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩን ቁፅሮም ብዕሊ ዘይፍለጥን ከምዝኾኑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ፣ ፖሊስን ሚሊሻታት እቲ ከባቢን ብዝወሰዱዎ ተግባር ምኽባር ሕጊ፥ እቶም መሳርሒታት ኲናት ክተሓዙ ከምዝኸኣሉ ኣመሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.