Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን  የብሉን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።

ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ብርቆድ  ሻለቃ ከደር መሓሙድ ማእኸል መሰልጠኒ ውትህድርና ዘሰልኖም ሚኒሻ ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ዝተረኸቡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ጉጅለ ህወሓት ክልል ሱማሌ ንምትርማስ ዝተፈላለዩ ሽርሒ እናፈተለ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እንተኾነ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ንምፍራስ ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.