Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ኢዩ።

1 ዓመትን 6 ወርሒን ዘቑፀረ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጎንፂ ካብ ዝቕስቀስ ንደሓር ኣብ ትሕቲ ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት እስራኤል ጉጅለ ሕክምና እስራኤል ምስ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ንሰብኣዊ ልኡኽቶ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣቱ እስራኤል ሃዮም ፀብፂቡ፡፡

እቲ ጉጅለ ክሳብ ሓሙስ ፃንሒት ከምዝገብር ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.