Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ሕክምና እስራኤል ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅም ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ሓገዝ ንምግባርን ናብ ጎንደር ኣቲዩ።

ኣብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝዓነዉ ትካላት መሊስካ ንምህናፅ ዘድሃበ ልዝብ ከምዝካየድ ምግላፁ ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጎንደር መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴድሮስ እንትበፅሕ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና ዳይሬክተር ጥዕና ደቂ ኣንስትዮን ሃፃናትን ዶክተር መሰረት ዘላለም ሓወሲ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ዶክተር ኣስራት ኣፀደወይንን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባበል ገይሮሙሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.