Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።

272 መቐመጢ ዘለዎን ሎሚ ዝካየድ ዘሎን መስራቲ ጉባእኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፈ ግባኤን ምክትእ ኣፈ ጉባኤን ክሓሪ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝሾም እንትኸውን፥ ሹመት ኣፈፀምኢ ኣካላት መንግስቲ እቲ ክልል እውን ኣብቲ ጉባኤ ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.