Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ካብ 5 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ከብል ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፥ እቲ ጉባኤ “ኣፍሪካ፤ ኣብ ጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳይ ፀፅታን ሰላምን” ዘበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።

ኣህጉራዊ ማዕቐፋት ፀፅታ መጥንኻረን ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካ ዘሎ ወተሃደራዊ መትሕብባር ከብ ምባል ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ከምዝግበር ተዛሪበን።

ግብረ ራዕዲነት ንምውጋእ ሓበራዊ ስግኣታት ድሕነነት ንምፍታሕ ሽርክነት ንምጥንኻርን ኣብ መከላከያ ኢንዱስትሪ ኣብነት ዝኾና ሃገራት ተመክሮ ዘካፍላሉ ኢዩ ኢለን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.