Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን።

እተን ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝካየድ ሓቢረን።

ነዚ ንምትእንጋድ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ ኢለን።

እቲ ጉባኤ ከምቲ ልሙድ ዕዉት ንክኸውን ሕብረተሰብን ኣካላት ፀፅታን ብምትሕብባር ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ከምዝኾነት ኣብ ምርኣይ ልዑል ግደ ከምዘለዎም ኣገንዚበን።

ትካላት ብዝተፈላለዩ ንኡሳን ኮሚቴታት ብምክፍፋል ሓላፍነት ከምዝተውሃበን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.