Fana: At a Speed of Life!

ገፀር ጥራሕ ዘይኮነስ ከተማታትና ሓምለዋይ ዘልበስናሉ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ መፍለዪና ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገፀር ጥራሕ ዘይኮነስ ከተማታትና ሓምለዋይ ዘልበስናሉ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ መፍለዪና ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

ኢትዮጵያ ብዓወት ዘቐፀለቶ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝረኸብናሉ ኢዩ ኢሎም።

ገፀር ጥራሕ ዘይኮነስ ከተማታትና ሓምለዋይ ዘልበስናሉ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ መፍለዪና ኢዩ ክብሉ እውን ተዛሪቦም

እቲ ፈልሲ ዝተተኸለሉ ቦታ ነቲ ከባቢ ተወሳኺ ናይ ህወፃ ቦታ ንምግባር ሰፊሕ ዕድል ከምዘሎ ኣመላኺቶም።

ብፍሬህይወት ሰፊው

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.