Fana: At a Speed of Life!

ገበን ግዕዝይና ንምክልኻል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበን ግዕዝይና ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ንተኸታተልቲ መዓልታት “ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፣ ብሕብረት ንቃለስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኸበረ መበል 20 መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ።

ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትንን ኣካቢ እቲ ኮሚቴን ተመስገን ጥሩነህ፥ ግዕዝይና ፀረ ህዝብን ሃገርን ብምዃኑ ብሓባር ከንቃለሶ ይግባእ ኢሎም።

ገበን ግዕዝይና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ብሄራዊ ፀረ ግዕዚይና ኮሚቴ ብምጥያሽ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም።

ገበን ግዕዝይና ንምክልኻል ሓገዝን ምትሕብባርን ህዝቢ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.