Fana: At a Speed of Life!

ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ወፂኡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዞም ናብ ቤት ፍርዲ ንኽቐርቡ ትእዛዝ ከምዝወፅኦም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ብኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተመሪሑ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙ ኣባላት እቲ ጉጅለ ሃዲንካ ናብ ሕጊ ንምቕራብ ትእዛ ቤት ፍርዲ ወፂኡዎም ኣሎ፡፡

ኣባላት እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ምስ ኦነግ ሸኔን ካልኦት ሓይሊታት ፀረ ሰላምን ብምትሕብባር እውን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ሃገር ናይ ምፍራስ ልኡኽቶ ዘለዎም ሓይሊታት ናብ ክልል ትግራይ ብምውሳድ ንዕዉትነት እኩይ ልኡኽቶኦም ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ብመሃብ ከምኡ እውን ሓገዝ ገንዘብን ናውቲን ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትጵያ ብሄር ምስ ብሄር ብምጉናፅን ሃይማኖት ሽፋን ብምግባርን ሁውከትም ዕግርግርን ንኽፍጠር ብምግባር ብዙሓት ንፁሃን ዜጋታት ንኽቕተሉ፣ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ሰባትን ንብረትን ከቢድ ጉድኣት ንኽበፅሕ ምግባሮም ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ኣመልኪቱ፡፡

እቶም ብገበን ህልውና ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምውዳቕ ከምኡ እውን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ ስርዓትን ብሓይሊ ንምፍራስ ዝድለዩ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ዝወፅአሎም ሰባት፡-

  1. ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
  2. ኣይተ ጌታቸው ረዳ
  3. ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚአብሄር
  4. ኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴ
  5. ዶ/ር አብርሃም ተኸስተ
  6. ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም
  7. ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም
  8. ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ
  9. ዶ/ር ኣትንኩት መዝገቡ
  10. ኣይተ ኪሮስ ሀጎስ
  11. ወ/ሮ ያለም ፀጋይ
  12. ወ/ሮ ሰብለ ካሕሳይ
  13. ኣይተ ጌታቸው ኣሰፋ
  14. ኣይተ ዳንኤል ኣሰፋ
  15. ኣይተ ኢሳያስ ታደሰ

16.ዶ/ር ኣክሊሉ ሃይለሚካኤል

  1. ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ
  2. ኣይተ ተኽላይ ገብረመድህን
  3. ዶ/ር እያሱ በርሄ
  4. ዶ/ር ረዳኢ በርሀ
  5. ዶ/ር ኪዳነማርያም በርሀ
  6. ኣይተ ነጋ ኣሰፋ
  7. ኣይተ ሺሻይ መረሳ
  8. ዶ/ር ገብረህይወት ገብረእግዚአብሄር
  9. ኣይተ ኣፅብሃ ኣረጋዊ
  10. ዶ/ር ኢንጅነር ሰለሞን ኪዳነ
  11. ኣይተ ሓዱሽ ዘነበ
  12. ኣይተ በርሀ ገብረእየሱስ
  13. ኣይተ ይትባረክ ኣምሃ
  14. ዶ/ር ገብረመስቀል ካሕሳይ
  15. ዶ/ር ፍስሃ ሃ/ፂዮን
  16. ኣይተ ርስቀ ኣለማየሁ
  17. ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ቤሌማ
  18. ወ/ሮ ዘነበች ፍስሃ
  19. ፍሬወይኒ ገብረእግዚአብሄር
  20. ኣይተ ስዩም መስፍን
  21. ኣይተ ኣባይ ፀሃየ
  22. ኣይተ እያሱ ተስፋይ
  23. ወ/ሮ ለምለም ሓድጉ
  24. ፕሮፌሰር ክንድያ ገብረህይወት
  25. ኣይተ ሃብቱ ኪሮስ
  26. በየነ ምክሩ
  27. ኣይተ ካሳዬ ገብረህይወት
  28. ኣይተ ሩፋኤል ሽፈራ
  29. ወ/ሮ ሊያ ካሳ
  30. ኣይተ ተወልደ ገብረፃዲቅ
  31. ወ/ሮ ሙሉ ገብረእግዚአብሄር
  32. ኣይተ ኪሮስ ጉዑሽ
  33. ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይሌ
  34. ደሳለኝ ተፈራ
  35. ኢንጅነር ኣርአያ ብርሀነ
  36. ወ/ሮ ኣልማዝ ገብረፃድቅ
  37. ኣይተ ሰለሞን መዕሾ
  38. ኣይተ ተኪኡ ማዕሾ
  39. ወ/ሮ ገነት ኣረፈ

56.ወ/ሮ ብርኽቲ ገብረመድህን

  1. ዶር ሓጎስ ገዳፋይ
  2. ኣይተ ዘራይ ኣስጎዶም
  3. ኣይተ ኣሰፋ በላይ
  4. ኣይተ ሸዋንግዘው ገዛኸኝ
  5. ኣይተ ኣፅብሃ ግደይ
  6. ኣይተ ስብሓት ነጋ
  7. ኣይተ ሴኮቱሬ ጌታቸው
  8. ኣይተ በሪሁ ተክለብርሃን ዳይና ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝነበሩ ኢዮም፡፡

እቶም ኣብ ላዕሊ ስሞም ዝተፀርሑ ኣባላት እቲ ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ገበን ክሕደት ሃገር ካብ ምፍፃሞም ብተወሳኺ ብልዑል ዘረፋ ሃፍቲ ሃገርን ገበን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ዝድለዩ ምዃኖም እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ፡፡

ብተወሳኺ ምስቲ ጉጅለ እናተራኸቡ ገበን ክሕደት ሃገር ዝፈፀሙን ኣብ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ዝተሳተፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ኣመራርሓ ኮሚሽን ፖሊስን እውን ትዛዝ ቤት ፍርዲ ወፂኡዎም ኣሎ፡፡

እቶም ተጠርጠርቲ መንግስቲን ህዝቢን ዝሃቦም ሃገራዊ ሓላፍነትን ሕገ-መንግስታዊ ግቡእን ብምሕዳግ መቐመጢኡ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝገበረ ሽፍታ ጉጅለ ህወሓት ልኡኽቶ ብምፍፃም ኣብ ውሽጢ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዋህዮታት ብምውዳብ ምስ ማእኸል ዝነበረ ርክብ ንኽቋረፅን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም መጥቃዕቲ ክፍፀምን ብምግባር መቕተልቲ፣ ጉድኣት ኣካልን ምዝራፍ መሳርሒታት ኲናትን ንኽፍፀም ከምዝገበሩ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ሓቢሩ፡፡

ኣብ ዝሓል 21 ዓመታት ኣብ ምሽግ ሓቢሮም እናነበሩ ዝነበሩ ኣዕርኽቶም መፈፀሚ እኩይ ዕላማ እቲ ጁንታ ጉጅለ ብምግባር ኣብ ልኡኽቶ ምፍራስ ሃገር ብምምራሕን ብምስታፍን ዝድለዩ ላዕለዎት ወታደራዊ መኮንናትን ኣባላት ፖሊስን፡-

1.ሌተናል ጀኔራል ታደሰ ወረደ ተስፋዬ (ወዲ ወርደ)

2.ሜጀር ጄኔራል ዮሃንስ ወልደጊዮርጊስ ተስፋይ (መዲድ)፣

3.ሜጀር ጄኔራል ብርሃነ ነጋሽ በየነ (ወዲ መድሂን)፣

4.ብርጋዴር ጄኔራል ሃይለስላሴ ግርማይ ገብረሚካኤል

5.ብርጋዴር ጄኔራል ምግበ ሃይለ ወልደኣረጋይ (ኣባ በርሀ፣)

6.ሜጀር ጄኔራል ኢብራሂም ኣብዱልጀሊል መሓመድዙን

7.ብርጋዴር ጄኔራል ገብረኪዳን ገብረማርያም የዕብዮ

8.ሜጀር ጄኔራል ገብረ ገ/ኣድሓና ወ/ዘጉ (ገብረ ዲላ)

9.ሜጀር ጄኔራል ገብረ መስቀል ገብረዮሃንስ /ኣስቴር/

10.ብርጋዴር ጄኔራል ኣብርሃ ተስፋይ በርሀ /ድንኩል/

11.ብርጋዴር ጄኔራል ፍስሃ በየነ (ወርቂ ዓይኑ)

12.ሜጀር ጄኔራል ህንፃ ወ/ጎርጊስ ዮሃንስ

13.ብርጋዴር ጄኔራል ኣለፎም ኣለሙ ወ/ማርያም /ቸንቶ/

14.ብርጋዴር ጄኔራል ገብረ መስቀል ገ/እግዝያብሄር (ጠቀም)

15.ብርጋዴር ጄኔራል ተ/ብርሃን ወ/ኣረጋዊ

16.ሜጀር ጄኔራል ኣታኽልቲ በርሀ ገ/ማርያም

17.ኮሚሽነር መኮንን ካህሳይ ገ/መስቀል (ፅንቡላ) ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ትግራይ

18.ምክትል ኮሚሽነር መንግስቴ ኣረጋዊ ምክትል ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ትግራይ

19.ኮ/ር ጌታቸው ኪሮስ ኣመራርሓ ፖሊስ ትግራይ ዝነበረ

20.ም/ኮሚሽነር ግርማይ ከበደ (ማንጁስ/ ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ዝነበረ

21.ም/ኮሚሽነር ተኽላይ ፀሃየ ም/ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ፌደራል ዝነበረ

22.ኮ/ር ንጉስ ወ/ገብርኤል ሓላፊ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ትግራይ ፣

23.ኮ/ር ገ/ስላሴ ታፈረ ኣመራርሓ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ዝነበረ

24.ኮ/ር ፍስሃ ተ/ማርያም (ወዲአርባ) ኣመራርሓ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ዝነበረ

25.ኮ/ር ተስፋዬ ገ/ኪዳን (ተስፋዬ ባንዳ) ኣመራርሓ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ዝነበረ

26.ሜ/ጀነራል ገ/መድህን ፍቃዱ ሃይሉ (ውድነጮ) ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

27.ሜ/ጀነራል ይርዳው ገ/መድህን ገ/ፃድቅ(ኣስቴር)ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

28.ብ/ጀነራል ገ/ህይወት ሲስኖስ ገብሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

29.ብ/ጀነራል ኢንሶ እጃጆ እራሾ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

30.ብ/ጀነራል ፍስሃ ገ/ስላሴ እንሁን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

31.ኮ/ል ደሳለኝ ኣበበ ተስፋዬ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

32.ኮ/ል እያሱ ነጋሽ ተሰማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ

እቲ ኮሚሽን፥ መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ምክልኻል፣ ሰራዊት ፖሊስን ትካላት ድሕንነትን እዞም ተደለይቲ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ሃዲንካ ናብ ሕጊ ንምቕራብ እናተገበረ ኣብ ዘሎ ፃዕሪ በቢዘለዉዎ ብምዃን ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡

ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ፣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልልን ሚሊሻታትን ስድራን ደቂን እቶም ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ኣብ ወፃኢ ሃገራት ተመዓራሪዮም እናነበሩ ደቂ ድኻ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓዊ ብምእታው ንመፈፀሚ እኩይ ተግባሮም እናቃልዑዎም ስለዝኾኑ፥ እቲ ጉጅለ ጥፍኣት ሃዲኑኖም ብመሓዝ ንሓይሊታት ፀፅታ ንኽተረክቡ ፀዊዑ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.