Fana: At a Speed of Life!

ገርድ ሙለር ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ገርድ ሙለርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም።

እቶም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ውሽጡ ናይ ትማሊ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ ወለዶ እውን ብምትሕብባር ምስራሕ ዓብዪ ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ከምዝተዓዘቡ ሓቢሮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ኮንፈረንስታት ንምክያድ ተመራፂ ቦታ ከምዝኾነ ምግላፆም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.