Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ገምጋም፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ኣጠቓቕማ፣ ምስፋሕ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንትን፣ ሽግግር ኢንዱስትሪ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ውፅኢታዊ ተግባራት ምፍፃሞም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።

ጎንጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሞተር እቲ ዓውዲ ብምግባር ነቲ ዓውዲ ንምንቕቓሕ ብመሰረት ዝተትሓዘ ትልሚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢዊ ከምዝነበሩ ምዝራቦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.