Fana: At a Speed of Life!

ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኮቪድ -19 ተታሒዞም።

ባይደን ንናይ ለስቬጋስ ደገፍቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ወፍሪ ኮቪድ-19 ደው ንክብል እንትኣዘዙ እውን እቶም ፕሬዚዳንት ብኮቪድ -19 ምትሓዞም ዋይትሃውስ ትማሊ ምሸት ዕላዊ ገይሩ።

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ቅድመ ሐዚ ክልተ ግዘ በቲ ቫይረስ ምልካፎም ፀሓፊት ፕሬስ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ካሪን ዣን ፒየር ገሊፆም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ንመበል ሳልሳይ ግዘ ዝተትሓዙ አንትኾኑ፥ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ንበይኖም ኣግሊሎም ንክፀንሑ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም፥ ሰናይ ትምኒት ንዝገለፁሎም ኩሎም አመስጊኖም ክብል ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.