Fana: At a Speed of Life!

ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ – ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምዕራባውያን ንኲናት ሩሲያ – ዩክሬን መፍትሒ ንከምፅኡ ሓቲቶም።

እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ኣምሪሖም።

ዕላማ እቲ ጉዕዞ ድማ፥ ኣሜሪካ ኣብ ጎኒ ምዕራባውያን ብምስላፍ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ንእትገብሮ ኲናት መፍትሒ ኣብ ምድላይ ኩሉ ዓይነት ደገፍ ከምእትገብር ንምርግጋፅ ኢዩ ክብል ኤን ቢ ሲ ኒውስ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ጉዕዞ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከንን ሚኒስተር ምክልኻል ሎይድ ኦስቲንን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.