Fana: At a Speed of Life!

ጃይካ ልኡኽ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንክሰምር ደገፍ ከምዝገበር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ) ጃይካ ልኡኽ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንክሰምር ደገፍ ከምዝገበር ገሊፁ።

ዋና ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ጃይካ ኣብ ኢትዮጵያ ከንሱኬ ኦሺማ ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ  ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ተሾመ፥ መንግስቲ ጃፓን ነበር ዕጡቓት መሊስካ እግሪ ንምትካል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንዝገብሮ ዘሎ ደገፍ አመስጊኖም።

ብፍላይ ጃይካ ኣብ ምድላው ምዝገባን ዲጅታል መለለዪ መንነትን ዘገልግሉ እታዎታት ቴክኖሎጂ ደገፍ ሙያ ንምግባር ድልየት ምህላዉ ንኢዶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.