Fana: At a Speed of Life!

ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ መናእሰይና ብስናይፐር ቀቲሉልና፣ ዘሪፉና መቓቒሉና እዩ እሞ እዚ ተግባሩ ንክደግም ኣይንፈቅድን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም።

ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣብዝተኻየደ  ሰልፊ መደረ ዝገበሩ እቶም  ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ናይ 100 ሰባት ወንበር በይኑ ኮፍ ይብል ነይሩ ዝበሉ እንትኾኑ፥ ሐዚ ናይ ኩሎም ብሄር ብሄረሰባት ወንበር ንክኸውን ከምዝተገበረ ገሊፆም።

እቲ ኣሸባሪ ካብ ዝተቐበረሉ ከምዘይትስእ ገይርና ክንቀብሮ ኢና ክብሉ እውን ተዛሪቦም።
ብሓደ ወገን ልምዓት ብኻሊእ ወገን ጁንታ ምምካት ክተተኩሩ ይግባእ፤  ኢትዮጵያዊያነት ደምና ውሽጢ ዘሎ ከምዝኾነ ኣብዚ መድረኽ ሪኢናዮ ኢና ኢሎም።

ንጁንታ እትለኣኣኹ ሐይሊታት  ኢትዮጵያ ከምዝደለኽምዎ ምግባር ኣይትኽእሉን፣ ኣይኾነልኩምን ክብሉ እውን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
<span;>https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.