ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፋን ኣወር ገሊፆም።
ብሄራዊ መዓልቲ ሓድነት ጀርመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።
ስቴፋን ኣወር፥ክልቲአን ሃገራት ንብዙሕ ዓማውቲ ዝፀንሐ ክልቲኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምዘለወን ተዛሪቦም።
ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ድማ ገሊፆም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴ፥ ጀርመን ንኢትዮጵያ ኣብ ክልቲኣዊ ማዕቐፍ ምትሕብባር ካብ እትገብሮ ደገፍ ፋይናነስ ብተወሳኺ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ፋይናንስ ኣብ እተበርክቶ ደገፍ ፅኑዕ ከምዝኾነ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።