Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ይናገር ደሴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ ካልኦት ገዛእቲ ማእኸላይ ባንኪ ኣፍሪካ ኣብ ዝተረኸቡሉ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ፀገማት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ብፍላይ ድማ ፅዕንቶ ዕዳ ምንካይ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ምንሃር ዋጋ ነዳዲን መሰረታዊ ፍያታትን እቶም ፀገማት ንምፅዋር ክውሰዱ ዝግበኦም ስጉምቲታት ትኹት ገይሮም፡፡

ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን÷ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ብሚኒትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ እናተመርሐ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት እናተሳተፈ ከምዝርከብ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.