Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውሕመ ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መስራቲት ኢሴክስ ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮግራም ልምዓት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን።

ትካል ፍርያት ዕዳግ ኢትዮጵያ (ኢ.ሲ.ኤክስ) ከምኡ እውን ብሉ ሙን ዝተብሃለ ትካል ብምጥያሽን ብምምራሕን ዝፍለጣ ዶክተር ኢሌኒ፥ ንሓዱሽ ስረሐን ናብ ኒው ዮርክ ከቕናዓ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ኣብ ኣፍሪካ ወያነ ፈጠራ ፋይናንስ ቲምቡኮት ብምጅማር ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ክፃወታ ኢየን ዝብል እምነት ከምዘሎ ዩኤንዲፒ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ምሕባሩ ፀሪሑ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.