Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም።

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ልዝብ ከምዝገበሩ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረደእ።

እቲ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሲዳንን ግብፅን ኣብ ካርቱም ምስ ዘካይድዎ ዘለዉ ሰለስቲኣዊ መድረኽ ጎድኒ ንጎድኒ ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.