ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ጋምቤላ ንዝርከቡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ስድራታት ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ጋምቤላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ዘስርሖም ስራሕቲ ዓቕመ ደካማ ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን።
ሰናይ ግልጋሎት ወሃብቲ እቲ ክልልን ዶክተር ሊያን ፤ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ስድራታት ብምሕዳስ ዝጀመሩ እንኾውን፤ኣብ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ድማ ፈልስታት ከምዝትከል ገሊፀን፡፡
ዶክተር ሊያ ኣብ ዝነበረን ፃንሒት ንዓቕመ ደካማ ስድራታትን ደቆምን ናውትታት ትምህርቲን ካልኦትን ሓገዝ ከምዝገብራ ትፅቢት ይግበር ክብል ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡
ኣብ ስነ-ስርዓት መጀመርታ ሰናይ ፈቓድ ግልጋሎት ምክትል ርዕሰ ምምሕዳርን ካልኦት ላዕለዋይ ሰበ ስልጣናትን ተረኺቦም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።