Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዳያስፖራን ኢሚግሬሽንን ታማኖ ሺታ ተዛቲየን።

እተን ሚኒስትራት ኣብ ዘተአን ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘለወን ጥቡቕ ምትእስሳርን ንዘበናት ዝፀንሐ ታሪኽን ከምዘመዝገባ ፀሪሐን።

ኣብዚ ሕዚ እዋን እውን ኣብ ታሪኻዊን ቱሪዝምን ብምትኳር ተሓባቢርካ ንምስራሕ ዘለወን ድሉውነት ምርግጋፀን ካብ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ታማኖ ሺታ ፈላመይቲ ትውልደ ኢትጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣባል ቤት ምኽሪ እስራኤል ኢየን፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.