Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፈትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ፌራን ሚሪያም ኣብ ብራስለስ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ምኽኒያት ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘድሃበ ኢዩ።

ብተወሳኺ ኣብ እዋን ጎንፂ ተፈፂሞም ዝበሃሉ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ተሓታትነት ንምንጋስ ብዛዕባ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተዛቲዮም።

ፌራን ሚሪያም፥ እቲ ጎንፂ ምምሕያሽ ምርኣዩ ምግንዛበን ነዚ ድማ ዘለወን ናእዳ ምግላፀን ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ብራስለስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.