Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ጎብኒየን።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ ብዙሓት ንፁሃን ዜጋታት ጨፍጪፉ ኢዩ።

ካብዚ ሓሊፉ እቲ ጉጅለ ብወራር ሒዙዎም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ትካላት ጥዕናን ብዙሓት መሰረተ ልምዓታትን ኣዕኒዩ ኢዩ።

ዶክተር ሊያ ተዳሰ እውን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ዓዲ ኣርቃይ በቲ ጉጅለ ዝዓነወ ጣቢያ ጥዕና ዛሬማ ተዓዚበን።

ጉጅለ ህወሓት 42 ሺሕ ዜጋታት እናተገልገሉሉ ዝነበረ ጣቢያ ጥዕና ዛሬማ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.