Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ኣሊ ቢራ ካብ ምብራቕ ዝረኸብናዮ ፀሓይና ኢዩ ኢለን።

ብእኡ ምኽኒያት ኣብ ዓለም ተፈሊጥና ኢና እወነ ኢለን።

ኣሊ ቢራ ናይ ፍቕሪ ሰብ ኢዩ ዝበላ እተን ከንቲባ እዚ እውን ብተግባር ኣርእዩና ኢዩ ክብላ ገሊፀን።

ንሕና እውን እንዛረቦ እንተተግቢርና ሃገርና ክትልወጥ ኢያ ኢለን።

ብፌቨን ቢሻው

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.