Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዓሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።

ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ባደረበት ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ናይ ቀረባ መሓዙቱ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈተነትሉ እዋን እናሕሞ ክሳብ ግምባር ብምኻድን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ንዝተመልመልመሉ ብምንቕቓሕን ትፅቢት ዝግበረሉ ኣስተዋፅኦ ምብርካቱ ይዝከር፡፡

ድምፃዊ ማዲንጎ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዝተሰርሐ ስራሕቱ ኣፍልጦን ክብሪን ኣትሪፉ ኢዩ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ÷ ንስድርኡ፣ ፈተውቲን ኣድነቕቱን ፅንዓት ይምነ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.