Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ።

ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሕክምናኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ሀይወታ ከምዝሓለፈ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኣ ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ።

ሂሩት ኣብ ፖሊስ ሰራዊት ክፍሊ ሙዚቃን ትያትርን ን35 ዓመታት ኣገልጊላ።

ኣብ ውሽጢ 35 ዓመታት ድማ ልዕሊ 200 ደርፍታት ኣውፂኣ።

ድምፃዊት ሂሩት ኣዶ 7 ቆልዑት ነይራ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንመላእ ሰድራኣን ሰዓብታን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.