Fana: At a Speed of Life!

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ናብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተሓዊሳ።

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዜጋታት እቲ ቀጣና ብዘይገደብ ብምንቅስቓስ ኣብ ዘካይድዎም ናፃ ምትእስር ዕዳጋን ነግዲን ተረባሒት ክምእትኸውን ተገሊፁ።

ኣቦ መንበር ምብራቕ ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ኬኒያን ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዝመርሕዎ ጉባኤ ቪድዮ ኮንፈረንስ፥ እታ ሃገር ናብ ማሕበረሰብ መብራቕ ኣፍሪካ ምሕዋሳ ኣብ ታሪክ እቲ ቀጣና ዓብዪ ቦታ ዝወሃቦ ኢዩ ምባሎም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.