Fana: At a Speed of Life!

ዳግመ ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅ ናይ ግብሪ እቶትና ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግብሪ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ 01 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ስነ ስርዓት ዕላዊነት ምጅማር ምእካብ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብ ክፍለከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ኩለ መዳያዊ ቁጠባዊ ምንቅስቓስ ክልል ትግራይ ንምጥንኻር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም።

ዳግመ ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅ ናይ ግብሪ እቶትና ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ዝበሉ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥ ኩለ መዳያዊ ቁጠባዊ ምንቅስቓስ ትግራይ ንምጥንኻር ድማ ዝተዋደደ ፃዕሪ የድሊ ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.