Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ማእኸል ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት ዝረኽበሉ ሓዱሽ ማእኸል ዳያስፖራ ናብ ስራሕ ኣቲዩ።

እቲ ማእኸል ናብ ስራሕ ናይ ምእታው ስነ-ስርዓት እናተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተወከልቲ ዳያስፖራን ተረኺቦም።

እቲ ማእኸል በዓላት ሓዊሱ ካብ ሰንበት ክሳብ ሰንበት ኣገልግሎት ዝህብ እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘሎ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ዝምልከቱ ሓበሬታታት ንዳያስፖራ ተበፃሒ ዝገብር ኢዩ።

ማሕበራዊ ኑሮ ዘመሓይሹ ስራሕቲ ብዝምልከት ሓበሬታታት ዝረኽቡሉ ስርዓት ምዝርግሑ እውን ንምፍላጥ ተኻኢሉ።

ኣብቲ ማእኸል ናይ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ዝወሃብ እንትኸውን፥ ኣገልግሎት ወሳኒ ኩነትን ኢሚግሬሽንን እውን ክህብ ኢዩ።

ዳያስፖራ ብዝምልከት ዝተዳለዉ ዝተፈላለዩ ኩነታት ኣብቲ ማእኸል ገለፃ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.