Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ  ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሕቶ ቀሪቡ።

ማሕበር ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት መንግስቲ ዘቲዩ።

እቲ ዘተ፥ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ልምዓትን ሃገራዊ ዛዕባታትን ዘለዎ ተሳትፎ ከብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያን ካልኦት ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብቲ መድረኽ ተሳቲፎም።

ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ ሐዚ በፂሑዎ ዘሎ ብርኪ ንክበፅሕ ግደ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ልዑል ምንባሩ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ዳያስፖራ ንህዳሴ ግድብ ዝገብሮ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.