Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ገንዘብ ብምልኣኽ ሓገዙ ንኽቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ገንዘብ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ናብ ሃገር ንኸመሓላልፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ።

ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን መግለፂ ሂበን።፡፡

ኣብ መግለፂአን ድማ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ 25 ከተማታት ሰልፊ ድጋፍ ከምዝገበሩ ኣብሪሀን።

እቶም ሰላማዊ ሰልፊታት ኢትዮጵያ ንዝተረፈ ዓለም ድምፃን ዝሓዘቶ ሓቂን ዘርአየትሉ፣ ንዝተመረፀ መንግስቲ ሓገዙ ዘርአየሉ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ኢትዮጵያውያን ዘይሮም መእተዊቶም ዝኾነት ሃገር ንምፍራስ ዝተንቀሳቐሱ ኣካላት ካብ ተግባሮም ንኽቀቡ እተን ሚኒስትር ዲኤታ መልእኽተን ኣመሓላሊፈን፡፡

ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ሃገሮም ብዝተፈላለዩ መገዲታት ንምድጋፍ ኣብቶም ሰላማዊ ሰልፊታት ቃል ከምዝኣተዉ ተዛሪበን፡፡

በውጭ የሚኖሩ ወገኖች በህጋዊ መልኩ ገንዘብን በማስተላለፍና በቀጥተኛ መልኩ የጀመሩትን ድጋፍ ሊቀጥሉ ይገባል ነው ያሉት

መንግስቲ ብግድኡ ኢትዮጵያውያን ዝሳተፉሎም መገዲታት ከምዘመዓራሪ ኣብሪሀን፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩን በርናባስ ተስፋዬን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.