Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራታት ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚን ቂሊንጦን ከምኡ እውን ኣብ ፓርክ ኣይሲቲ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ዳያስፖራታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽዕዘቡ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዘሰናደኦ እቲ ዑደት፥ ዳያስፖራታት ሓፈሻዊ ኣሰራርሓን ኣዋፃኣይነት ዕዳጋን ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ብምሕታት ዳህሳስ እናገበረ ይርከብ።

ብዘመን በየነ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.