ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን ብምትሕብባር ሰርዓታት ዲጂታል ጥዕና ምስ ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ንምትእስሳር ዝሕግዝ ዘተ ኣካይዱ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ኢለን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።