Fana: At a Speed of Life!

ደቂ ኣንስትዮ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ መፍትሒ ብምንዳይ፣ ጎንፂ ከይፍጠር ብምክልኻል፣ ብሰላማዊ ድርድር፣ ብሽምግልናን ካብ ታሕተዋይ ብርኪ ጀሚሩ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ከምዝኾ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡

እተን ፕሬዚዳን እዚ ዝበላ፥ ኔትዎርክ ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ መራሕቲ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ፎረም ትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ መራሕቲ ኣብ ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.