Fana: At a Speed of Life!

ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ኣብ ዞባ ጉዳጌ  ወረዳ ሶዶ ተረኺበን ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን።

ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ሚኒስትር ከተማን ኣባይቲን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ሚኒትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ተረኺበን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ዋና ኣማሓዳሪ ዞባ ጉራጌ ኣይተ መሓመድ ጀማልን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባን ወረዳን ኣብቲ ዑደት ተረኺቦም።

ኣብታ ወረዳ ኣብ ዘፈር ሕርሻ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ መፍረያይነት ሓረስቶት ምድንፋዕ ከምዝተኽኣለ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.