Fana: At a Speed of Life!

ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ሃገር ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት በቢብርኩ መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለም ፀሓይ ጳውሎስ ገሊፀን።

ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኣከባብራ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝግምግም መድረኽ ኣሳሊጡ።

እተን ሚኒስትር፥ መንግግስቲ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮ ንምሕላው፣ ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ዘለወን ተሳትፎን ተረባሕነትን ንምርግጋፅ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፀን።

ናይ ደቂ ኣኒስቲዮ ናይ ኣመራርሓነተን ውሳነ ወሃብነትን ግደ ክብ ንምባል ዝገብሮ ዘሎ ጠንካራ ስጉምቲ ዝተባባዕ ለውጢ ይምዝገብ ኣሎ ምባለን ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.