Fana: At a Speed of Life!

ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊስካ ንምቕፃል ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮኡ ምቕባል ጀሚሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ምድላዋቱ ዛዚሙ ነባር ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡

ናብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ እናኣተዉ ዝርከቡ ተምሃሮ ብግደኦም፥ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊሱ ምጅማሩ ከምዘሕጎሶም ተዛሪቦም፡፡

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ዘብፀሖ ጉድኣት ከምዘሕዘኖም ብምሕባር፥ ንመሊስካ ህንፀፅ ዝተውሃበ ኣድህቦ ብምንኣድ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ከምዘሕጎሶም ምግላፆም እውን ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.