Fana: At a Speed of Life!

ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብዓዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ሓዱሽ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሺፈራው ተክለማሪያም ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ኣድሂቦም ተመያይጦም፡፡

ኣመራርሓታት ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ምስቲ ኮሚሽን ብምውዳድ ምስረሕ ከምዝቕፅሉ ምርግጋፆም ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.