Fana: At a Speed of Life!

ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ወቒዓ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኣፍሊጡ።

እተን ድሮናት፥ ኣብ ደቡባዊ፣ ሰሜናዊን ማእከላዊን ዩክሬን ኣብ ዝርከቡ ከባቢታት ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኢዩ ተገሊፁ።

ሓይሊታት ሩሲያ፥ ካብ ቀጣና ቮሮኔዝ ክልተ ኢስካንደር-ኤም/ኬኤን-23 ዝተብሃለ ባሊስቲክ ሚሳኤላት ከምዝተኮሱ ተሓቢሩ።

በቲ ዝተተኮሰ ባሊስቲክ ሚሳኤላት ሓደ ሰብ ከምዝቖሰለ፣ መስመር ነዳዲን ሆስፒታልን ሓዊሱ ኣብ ትካላት መሰረተ ልምዓት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ዥኑዋ ፀብፂቡ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.