ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጂግጂጋ ን30 ሶማሊያውያን ተምሃሮ ናፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ።
ኣመሓዳሪ ግዝኣት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ኣሲስ ላፍታግሪን ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ፕሬዚዳነት ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ዶክተር በሺርን ዓበይቲ ዓዲ እቲ ክልልን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ምትሕብባርን ምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምልዛቦም ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።