Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዲላ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር ንዝተሳተፉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 580 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ኣገልግሎት ማሕበረሰብን ዶክተር ቤተልሄም ዳኘ፥ ዩኒቨርሲቲ ንዝገበሮ ሓገዝ ኣመስጊነን።

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ ስሩዕ ስረሐን ጎና ጎኒ ሃገር ኣብ ወፍሪ ምድሓን ሃገር እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገንዚበን።

ኣብ ቀፃሊ ብምውዳብ ዕቤት ሃገር፣ ሰላምን ምዕባለን ኣብ ዝህነፁ ተግባራት ብሓባር ብምስራሕ ከምዝግባእ ምግላፀን ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.