Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ዝመፁ 832 ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ዝመፁ 832 ሓደሽቲ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ።

ድሕሪ ምኽታም ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንመበል ካልኣይ ጊዜ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ መርሃ ግብሪ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም እናሳለጠ ይርከብ ከም ፀብፃብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ምብራቕ ክልል ትግራይ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.